እተገምጠለት ዓለም እታ እትነብረላ ዘለኻ ዓለም ክትግምጠል ከላ ኩሉ ይዘብል ኩሉ ድማ ንድሕሪት ይኸይድ። ብትሕቴኻ ኽኸውን ዝግብኦ ብልዕሌኻ ይኸውን። እቶም ኣቐዲሞም ቁልቁል ኣፎም ዝነበሩ በይኖም ትኽ ዝበሉ ይሕሰቡ። ማይ ንዓቐብ ይውሕዝ፡ ሓምሓም ንእምኒ ይሰብሮ። ንማዕጺድ ‘ትኽ’ ይብልዎ፡ ትኽ ንዝበለ ኹሉ ‘ይተ...
Read MoreCategory: ትግርኛ
ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ (ፖሓኤ)፡ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ምስሕሓብ ካብ 3 ናብ 4 ሕዳር 2020 ኣብ ዘውግሕ ናብ ጎንጺ ከም ዝማዕበለ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ተሓበረ ኣዝዩ ኣሕዚኑና። ብፍላይ ድሕሪ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ክልላዊ ምርጫ፡ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ኣብ ሕ...
Read Moreኣገባቡን እዋኑን ዝስሓተ፡ ምንዳፍ ዓንዲ-ሕጊ ሃገር (ቅዋም) 1994-7፡y እቲ ቀጺሉ፡ ካብቶም ኣብ ድሕሪ ናጽነት ዝተፈጸሙ ዓበይቲ ጌጋታት ሓደን መሰረታውን፡ ሃገራዊ ዓንዲ-ሕጊ (ቅዋም) ንምንዳፍ፡ ዝተወስደ ኣገባብ እዩ። ብመጀመርያ፡ ትሕዝቶ ናይ ዝተጻሕፈ ዓንዲ-ሕጊን (ወይ ቅዋምን)፡ እቲ ዝንደፍ (ወይ ዝጸሓፍ)...
Read Moreነቲ ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚ ስሙ ክልዓል ዝሰምዖ ጅግና ብዓይነይ ስለዘይርኣኽዎ ዳርጋ ስሙ ከም ተራ ስም የ ዝሓስቦ ኔረ። ኣብ ሂወት ብዕድል ብጽቡቕ ይኹን ሕማቕ ዘጋጥሙ ኣጋጣሚታት ኩሉ ግዜ ኣገረምቲ ዮም። ሓንቲ ኮቦርታን ሓንቲ ተንኮበትን ኣብ እትወሃበላ ካርሸሊ መን ኣሎ ኣብ ዘይፈልጠሉ ዝነበርኩ ኣጋጣሚ የ ናብቲ ቦታ...
Read Moreቅድሚ 19 ዓመታት፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣመኖም ከዳዓት፡ ኣዘንጊዖም ኣፉ ዓቢሶም፡ ኣስዒቦም ድማ ኣእዳዉን ኣእጋሩን መቚሖሞ።
ቅድሚ 19 ዓመታት፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝኣመኖም ከዳዓት፡ ኣዘንጊዖም ኣፉ ዓቢሶም፡ ኣስዒቦም ድማ ኣእዳዉን ኣእጋሩን መቚሖሞ። ብ18 መስከረም 2001 መሰል ናጻ ሕትመት ኣብ ኤርትራ ተመንጢሉ። ኣብቲ ዝሰዓበ መዓልታት መራሕቲ ፖለቲካን መራሕቲ ሕትመትን ብዕሱባት እቲ ከዳዕ ጉጅለ ተጨውዮም ኣብ ዘይሕጋዊ ማሕዩራት ተዓጽዮ...
Read Moreንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን፡ ህዝብን ሃገርን፡
ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን፡ ህዝብን ሃገርን፡ فرع حركة األمهات اإلريترية لحماية الشعب وبلد أوروب Eritrean Mothers Initiative to Save the People & the Nation ናብ ዝክበርኩምን፡ ዝኸበርክንን ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባትን፡ ህዝባዊ ምንቅስቕስ ይኣክ...
Read Moreመግለጺ ባይቶ ይኣክል ጀርመን ናብ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኣብ ሃገር ጀርመን. ብዕለት 12.09.2020 እቲ ኩሉ ዝጽበዮ ዝነበረ ባይቶ ይኣክል ጀርመን ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ብጉባኤ ደረጃ ከምዝተመስረተ ዝዝከር እዩ። ባይቶ ይኣክል ጀርመን፣ በተን ናብዚ ንምብጻሕ ሓቢረን ንውሕ ዝበለ ግዜን መስርሕን ዘኸዳ እሞ ብኸተማታ...
Read More