Author Posts
Latest

ንኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ጸላኢ`ምበር፡ ውልቀ-ምልኪ ኣይገልጾን፥

ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራን ሃገረ-ኤርትራን ብምዃኑ፡ ውልቀ-ምልኪ (Dictatorship) ዝብል ቃል፡ ንዕኡ ብልክዕ ዘይገልጽ መጸውዒ እዩ። ከመይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ከም ሓደ ባዕዳዊ ጸላኢ ኮይኑ፡ ህዝባውን ሃገራውን ገበናት፡ ክፍጽም ዝጸንሐን ዝፍጽም ዘሎን፡ ጸላኢ ህዝብን ሃገር...

Read More