ERISAT: ዘሳደዶም ዲክታቶር ሽልማት ኖብል ይግብኦ ዝብሉ ኣለዉና
ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር።
ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1
www.erisat.org
Option 2
ERISAT: "ምዕራባዊ ሓገዝ ቀንዲ ጠንቂ ልምሰት ኣህጉር ኣፍሪቃ" ኡጋንዳዊ ጋዜጠኛ ኣንድረው ሙወንዳ፡ ትርጉም መንገሻ የማነ ሃብተ