እተገምጠለት ዓለም እታ እትነብረላ ዘለኻ ዓለም ክትግምጠል ከላ ኩሉ ይዘብል ኩሉ ድማ ንድሕሪት ይኸይድ። ብትሕቴኻ ኽኸውን ዝግብኦ ብልዕሌኻ ይኸውን። እቶም ኣቐዲሞም ቁልቁል ኣፎም ዝነበሩ በይኖም ትኽ ዝበሉ ይሕሰቡ። ማይ ንዓቐብ ይውሕዝ፡ ሓምሓም ንእምኒ ይሰብሮ። ንማዕጺድ ‘ትኽ’ ይብልዎ፡ ትኽ ንዝበለ ኹሉ ‘ይተ...
Read MoreCategory: Latest
እዋናዊ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ’ቲ ብመራሒ ጉጅለ ህግደፍ ዝተፈንጠረ ዞባዊ ሃወኽ መሪሕ መጋበርያ ብምዃን፡ ንርግኣት ኢትዮጵያን ሃገራት እዚ ዞባን ኣብ ሓደጋ ከዉድቕ ጀሚሩ ምህላዉ ዝተፈላለዩ ተንተንቲ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ይገልጹ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ባህሪን ኣካይዳን ናይ’ቲ ዞባዊ ሃወኽ ምርባሕ...
Read Moreኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራን ሃገረ-ኤርትራን ብምዃኑ፡ ውልቀ-ምልኪ (Dictatorship) ዝብል ቃል፡ ንዕኡ ብልክዕ ዘይገልጽ መጸውዒ እዩ። ከመይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ከም ሓደ ባዕዳዊ ጸላኢ ኮይኑ፡ ህዝባውን ሃገራውን ገበናት፡ ክፍጽም ዝጸንሐን ዝፍጽም ዘሎን፡ ጸላኢ ህዝብን ሃገር...
Read Moreኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ሰሜን ኣመሪካን ኦሻንያን፡ ፖለቲካዊ መናብር ናይ ዝሕዙን፡ ነቶም መናብር ኪዕወትሎም ናይ ዝወዳደሩን ኤርትራዉያን ቊጽሪ ይዛይድ ምህላዉ ወኪላት ኤሪሳት ሓቢሮም። ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንክፍለ-ሃገር ኮሎራዶ ወኪሉ ኣባላነት ኮንግረስ ኣውሒሱ ዝርከብ ጆ ንጉሰ፣ ናይ ፈለማ ኣፍሪቃዊ
Read Moreብንግዳዊ መሓዉር ህግደፍ ፡ ማለት ንግዳዊ ኮርፖሪሽን ቀይሕ-ባሕሪ (09) እንዳተሓለወ ብስማዊ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን (ሃማመተኤ) ዝካየድ ራይሞክ ሎተሪ፡ ገንዘባዊ ትሕዞ ህዝቢ ምድኻም ማእከል ዕላማኡ ገይሩ ይነጥፍ ምህላዉ ምንጭታት ካብ ሃማመተኤ ኣቃሊዖም። ካብ’ቶም ምንጭታት ዝተረኽበ ሓበሬታ ከም...
Read Moreኣገባቡን እዋኑን ዝስሓተ፡ ምንዳፍ ዓንዲ-ሕጊ ሃገር (ቅዋም) 1994-7፡y እቲ ቀጺሉ፡ ካብቶም ኣብ ድሕሪ ናጽነት ዝተፈጸሙ ዓበይቲ ጌጋታት ሓደን መሰረታውን፡ ሃገራዊ ዓንዲ-ሕጊ (ቅዋም) ንምንዳፍ፡ ዝተወስደ ኣገባብ እዩ። ብመጀመርያ፡ ትሕዝቶ ናይ ዝተጻሕፈ ዓንዲ-ሕጊን (ወይ ቅዋምን)፡ እቲ ዝንደፍ (ወይ ዝጸሓፍ)...
Read MoreEritrea: The last key on the ring
Eritrea: The last key on the ring For far too long, the Horn of Africa has been rocked by various wars and conflicts instigated by land and ethnic disputes, religious expansion, quest for economic ga...
Read More