Erisat Programs

ERISAT: መደብ ድርሳን: ምልላይ መጻሕፍቲ ትግርኛ ብመኮነን ተስፋይ

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብ...

Read More
Erisat Programs

ERISAT: Qafar Program October 18

ናይ ብሄራት ጽላል ዝኾነት ኤርትራ ብሓድነትና እያ ትቐውም። ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስ...

Read More
LatestNewsRegional Newsትግርኛ

ወራር ሱዳናዊ ጻውዒት ንለውጢ

ኣብ ልዕሊ ሱዳናዊ ጻውዒት ንለውጢ ተኣዊጁ ዘሎ ወራር     ስቓይን ኸርተትን ናይቲ ዓመጽ ገዛእቲን ሰብ-ቤትን ኸሪሁ ንዓመታት ዝተሰደደ ኤርትራዊ፡ ሓለፋ ኻልኦት ህዝብታት ዘሕምሞ እንተደኣ ሃልዩ ኽቡር ሓው ህዝቢ ሱዳን እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ካብ እዋን ሃጸይ ሃይለስላ...

Read More
Articlesትግርኛ

ሃገራዊ ኣገልግሎት ንመን ኣገልጊሉ፧

  ቅድሚ 25 ዓመታት ኤርትራ ሰራዊት ስለዘድልያ ሃገራዊ ኣገልግሎት የድሊ ኽበሃል ከሎ፡ ንምንታይ እቶም ኣብ 1980ታት ዝተሰለፉ ምኩራትን ብቑዓትን መንእሰያት ወተሃደራት ከለዉ ብዛዕባ ሰራዊት ይዝረብ ከምዝነበረ ብዙሕ ዝተገደሰ ኣይነበረን። እቶም ናጽነት ሃገሮም ከረጋግጹ ዝተቓለሱ ምኩራት ጀጋኑ ንትኳቦ ...

Read More
EditorialFeaturedالعربية

اريسات تتمنى لكم ايام اعياد واحتفالات هنيئة وسنة جديدة سعيدة

بمناسبة مؤسم الاحتافلات بالاعياد والسنة الجديدة يسر اسرة ايريسات ان تغتنم هذه الفرصة لتتمني للشعب الارتري نعمة بالسلام الدائم والامل الجميل والعدل الراسخ. نفتخر، ونحن نودع العام الحالي 2018 متطلعين وم

Read More
ArticlesEditorialትግርኛ

ርሑስ በዓል ይግበረልና!

ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመትን ይግበረልና ዝኸበርኩም ስድራቤት ኤሪሳት: ክቡራት ተኸታተልቲ ኤሪሳትን ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን ፡ ርሑስ በዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመትን ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒትና ክንገልጽ ከለና ፥ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን ዘጋጠመ ናይ ተጻብኦ መድረኽ ሰጊርና ኣብ ሓድሽ ዓመት በርቲዕናን ሓይልናን ንመጸሉ

Read More