Erisat Programs

ERISAT: መጸዋዕታ ንህዝባዊ ኣኼባ ደለይቲ ፍትሒ ሲያትልን ከባቢኡን

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር...

Read More