ERISAT: Wedi Tikabo Sings ፍቕሪ ዘሕለፍኩም ሰብ
ወዲ ትካቦ ኣብ መድረኽ፡ ‘ፍቅሪ ኣፍቂረ ኢለ ብዙሕ ተሓጒሰ፡ ምስኣ ንኽውግን ድሕሪት ተጎሲሰ፡ ኻብ ሽዑ እንድዩ ሕልናይ ዝሞተ፡ ፍቕረይ ተባሃጊት ዕምባብ ፍዮሪ፡ ሽታ ጽጌሮማይ እታ ምልኽዕቲ ሕብሪ፡ ፍቕሪ ናይ ክልቴናስ ኣለዎ ድዩ ነውሪ፡ ፍቕሪ ዘሕለፍኩም ሰብ እስከ ንገሩኒ…..
ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ኣብ መድረኽ ዝተደርፉ ብሉጻት ደርፍታት በብሓደ ክንፍንዎም ኢና።
ኣብ ውሽጢ ዘሎ ህዝብና ነዚ ትርእዮ ዘለኻ ቪድዮ ይርእዮ ኣሎ፡ ቀጻልነቱ ምእንቲ ክውሕስ እጃምካ ኣበርክት። ኣብ ታሕቲ ኣብ ዘሎ መስመር ብምጥዋቕ ሓገዝካ ኣበርክት።