AnnouncementFeatured ArticlesLatestPress Releaseትግርኛ

ዘበዘብ – ርእሰ-ፋሽስት ኢሳያስ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት፡ ንምንታይ ዕላማ??

ERITREAN REVOLUTIONARY DEMOCRATIC FRONT ዘበዘብ - ርእሰ-ፋሽስት ኢሳያስ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት፡ ንምንታይ ዕላማ?? ፖሎቲካዊ ቅልውላው ቀርኒ-ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ከባቢና ድማ ብፍላይ፡ በብእዋኑ ሰማይ እናዓረገ ይኸይድ ኣሎ። ልዕለ ሓያላን ሃገራት ምዕራብን ናይ ማ/ምብራቕ ጎባልል ዝኾኑ ...

Read More
Erisat ProgramsNewsSportትግርኛ

ERISAT:ጸቢብ ናይ ነጥቢ ፍልልያ ንጽዋእ ላሊጋ መን ኣልዓላ ኣብ ሞንጎ ባርሳን ማድሪድን፥ ብመሪሕነት ባርሳ ብናይ 2 ነጥቢ ፍልልይ ካብ ማድሪድ  ይቕጽል።

ጸቢብ ናይ ነጥቢ ፍልልያ ንጽዋእ ላሊጋ መን ኣልዓላ ኣብ ሞንጎ ባርሳን ማድሪድን፥ ብመሪሕነት ባርሳ ብናይ 2 ነጥቢ ፍልልይ ካብ ማድሪድ  ይቕጽል። እንተኾነ ግን ክልቲ ኤን ጋንታታት ኣይተኣማመናን ፣ብፍላይ ባርሳ ካብ ሜዳኣ ወጽያ ነጥቢ ኣብ 11 ኣጋጣሚታት ምኽሳራ ዘይርሳዕ ተዘክሮ እዩ።ቁጠባዊ ጸገም ንኣሰልጣኒ

Read More
AnnouncementEditorialErisat ProgramsLatestትግርኛ

ውሁድ ቃልሲ ይኣክል ፈንቅል : ዕድመ ህግደፍ የሕጽር

ኤርትራውያን፡ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ቃልሲ ዘመን እምብለይ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኢልና ተቓሊስና ብምዕዋት፡ ኤርትራን ኤርትራዉነትን ኣረጋጊጽና ኢና። እንተኾነ ኣብ ዉሽጢ ሰውራና ኣድብዮም ዝጸንሑ ጎሓላሉ፡ ቃልስና ጨውዮም፡ ድሌትናን ራእናን ኣምኪኖም። ነዚ ወሪዱና ዘሎ ኩሉ ዓይነት ዕንወትን ብርሰትን ምቅላዕና ከይኣክል ...

Read More
AnnouncementEnglishErisat ProgramsLatestNewsالعربيةትግርኛ

ምትዕርራይ መስመር ፈነወ ሳተላይት ቴለቪዥን ኤሪሳት

ምትዕርራይ መስመር ፈነወ ሳተላይት ቴለቪዥን ኤሪሳት Satellite: Eutelsat7WA Transponder: C6 Frequency: 11.315 V SR: 27.500 FEC: 7/8 Modulation: DVB-S ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ቴለቪዥን ኤሪሳት፡ ፈነወና ካብ ዕለት 1 ሰነ ኣትሒዙ በቲ ናይ ቀደም መ...

Read More
Erisat ProgramsLatestNewsትግርኛ

ዜና ኤሪሳት | ERISAT News

ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዓዲ-ሓሩሽ ናይ ክልል ትግራይ፡ ፈላሚ ተርእዮ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኸምእተመዝገበ ምንጭታት ኤሪሳት ካብ’ቲ መዓስከር ሓቢሮም። እዚ ዝተሓበረ ፡ ነባሪት እቲ መዓስከር ዝኾነት ኤርትራዊት ስደተኛ ፡ ድሕሪ ምርመራ በቲ ሕማም ተለኺፋ ምጽናሕ ምስተረጋገጸ እዩ። እዚ ምስ ተፈልጠ፡ መዓስከር ዓዲ ሓ...

Read More