ERISAT: ይስማዕ ኣሎ እቲ ብሃገር ዘይዋዘ፡ ሕልና እዩ ሓይሊ ኣብ ፈታኒ ግዜ


ነዞም ደልይቲ ፍትሒ ክንገብረሎም ናቶም ፠
ሓማሴን እንተበሉኻስ እወ በሎም፡
ኣከለ እንተበሉኻስ እወ በሎም፡
ሰራየ እንተ ኢሎሙኻስ እወ በሎም ፡
ሳሕል ጋሽ ባርካ እንተበሉኻስ ኣነ በሎም፡
ከበሳ ቖላ እንተበሉኻ እወ በሎም፡
ሰምሃር ደንካልያ እንተበሉኻስ ኣነ ባዓል ባሕሪ ኤርትራዊ በሎም፡
ነቶም ዝመቓቕሉኻስ ከይሰምረሎም ፡
ተመቓቒልካ እትኸዶ ጉዕዞ ብዘይ ውልውል እንተ ንጎንዞ፡
እዛ ትነፍር ንእሽቶ ቁልዒ ብማይ ዘይረዊ ከይተምጽእ ጽምኢ፡
ጉየ ጉየ በቲ ቕኑዕ መስመር፡ ሕድሮም እዩ ሕድርኻ ሰማእታት’ዛ ሃገር፡

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል????????

Option 1 http://paypal.me/erisat

Option 2 http://gf.me/u/t4kv4w

Option 3 http://paypal.me/erisat