ERISAT: ሓበሬታ ንኣብ ምሉእ ዓለም እትርከቡ ኤርትራውያን።


ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ።

ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር።
ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል????????

Option 1
www.erisat.org

Option 2
http://paypal.me/erisat