ERISAT: Qafar Program November 29, 2019


ኤሪሳት ፡ ኤርትራ ናይ ብሄራት ጽላል ከምዝኾነት ትኣምን፡ ንኹሎም ሕብረተሰባት ኤርትራ ብማዕረ ዘሳትፍ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ምምስራት ድማ ከይተሓለላ ትሰርሕ። ንኹሎም ብካልእ ቋንቋ ዝዛረቡ ተቓለስቲ ፍትሒ ብቋንቋ ብሄሮም ክቃለሱ ድማ ትጽውዕ።

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል????????

Option 1 https://3.141.12.135

Option 2 http://paypal.me/erisat