ሓበራዊ መግለጺ ባይቶ ይኣክል ሕ.መ. ኣ ዓባይ ብሪጣንያን ከምኡ ድማ፡ ጻላል ይኣክል ካናዳን ደንማርክን


ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር።
ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል????????

Option 1
www.erisat.org/donate

Option 2
http://paypal.me/erisat