ERISAT: Holiday Greeting /ዝለኣኽኩሞ ቪድዮታት ይበጽሓና ኣሎ ናብ ኤርትራ ድማ ነብጻሓልኩም ኣሎና


ነቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ርሑስ ሓድሽ ዓመት ክትብልዎ ትደልዩ ዶ?
ኣብ መላእ ዓለም ፋሕ ኢሎም ዘሎዉ ኣዕሩኽኩም፡ መቕርብኩም፡ ደቂ ገዛውትኹም ርሑስ ኣውድኣመት ምበልኩሞም ዶ?
ቪድዮ መሊእኩም ስደዱልና እሞ ብሳተላይት ከምኡውን ብ ማሕበራዊ ሚድያ ገርና ከነብጻሓልኩም ኢና።
Send us your video wishes for 2020
Email : info@ERISAT.org
Whatssapp : +1 (202) 505-1931‬
Or messenger: #ERISAT
Option 1 https://3.141.12.135
Option 2 http://paypal.me/erisat