ERISAT: ምስቶም ወናማት ደረፍቲን MAX፣ ሳሚ ከምእውን ተኽሉ ሙዚቐኛታት ቢንያም፣ቢዘን፡ ፍጽም፡ዳዊት፡ ንዓኹም ንምሕጋስ ተዳልዮም አለው


መተሓሳሰቢ ንነበርቲ ከተማ ካልጋርይ፡ እተን ናታትኩም ዝኾና #ERISAT ከምእውን አሰና ፡
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ነቲ ሓበረታ ከይረኪብ ተዓፍኑ ዘሎ ህዝብና፡ እዋናዊ ሓበረታ ንክረኪብ፡ ኣብ ውሽጢ ኣብ ደገን ዘሎ ህዝብና
ከም መሰጋገሪ ድልድል ኮይነን ዘራክባ ዘለዋ፡ መደባተን ቀጻሊ ንክከዊን፡ ናታትኩም ደገፍ አዝዩ ወሳኒ እዩ፡
ኣብዚ ንገብሮ ናይ ሓገዝ ምሸት፡ ምስቶም ወናማት ደረፍቲን MAX፣ ሳሚ ከምእውን ተኽሉ ሙዚቐኛታት ቢንያም፣ቢዘን፡ ፍጽም፡ዳዊት፡ ንዓኹም ንምሕጋስ ተዳልዮም አለው፡
ቖጸራኹም FEB 15, 2020
ቦታ
95 Falshire Dr NE
Calgary, AB T3J 1P7