ERISAT: ጻውዒት ዓቢ ሲምፖዝዩም ን ዕለት 22 ለካቲት: 2020 ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሲንሲናቲ ብዛዕባ ናይ ሕልና እሱራት ኣብ ኤርትራ https://www.youtube.com/watch?v=118BZntP6zQ
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል????????
Option 1 https://3.141.12.135
Option 2 http://paypal.me/erisat