ERISAT: ቃለ መሕትት ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኣብ ሊብያ ዘለዉ ኤረትራውያን ስደተኛታት ምስ ኣቶ ጆርጅ ገብረስላሴ ኣካያዲ ሱርባና ቪዥን ሜድያ


ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል????????
Option 1 https://erisat.org/donate
Option 2 http://paypal.me/erisat