ERISAT: 'ለባማት ምስተዘራረቡ እዩ ፈውሲ ዝመጽእ' Talk with Zecharias


ህዝቢጸሊኡዘሎእንታይመሲሉካ፡ #ንሓድሕድካምቅትታል፡ #ንሓድሕድካምቅንጣው፡ ጸርፊ ክትዕ፡ ንቅድሚት ዘሎ ጉዕዞ ገዲፍካ፡እቲ ዓጢጥና ዘሎ ሽግር ገዲፍካ ፡ ንሓድሕድካ ክትቋየቕ ምውዓል፡ ንኣብ ከባቢካ ዘሎ ጸለሎ ለኺኻ ንስኻ መልኣኽ መሲልካ ክትርአ ምድላይ። ከምኦም ተቋየቕቲ ከይትኸውን እምበር ንዓኦም ዝበሃል’ውን ብዙሕ ነይሩ’ ዳይረክተር ተለቭዥን ኤሪሳት ፡ ዘካርያስ ገሪማ፡ ብዛዕባ ድሕረ ባይትኡ ይዛረብ እሞ፡ ቀጺሉ ድማ ነቲ ንብዙሓት ግድል ዝኾኖም ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ብዓምዩቕ ሓሳባት ይድህስስ።

ERISAT Program Director Speaks of his background and his high level ideas as he delves deep into Eritrean current issues and possible solutions.
Subscribe to your Television and join the march towards justice.

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል????????

Option 1 https://3.141.12.135

Option 2 http://paypal.me/erisat