ERISAT: ካምቢያ ተኸታታሊት ፊልም ኩሉ ግዜ ዓርቢ ኣብ ኤሪሳት ጥራይ። Subscribe, Share and like ኣይትሕመቁ ቅድሚ ሰብኩም ክትርእይዋ።
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል????????
Option 1 https://3.141.12.135
Option 2 http://paypal.me/erisat