ERISAT: 2019/20 ፋይናንሳዊ ጸብጻብ ኤሪሳት። ኤሪሳት ኣብ 2020 ናይ $ 286 ሽሕ ዶላር ባጀት ኣጽዲቃ ተበጊሳ ኣላ።


ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል????????
Option 1 https://3.141.12.135
Option 2 http://paypal.me/erisat