Initial Plan for Democratic Transition and Transformative Change in Eritrea
ኣብ ኢትዮጵያ፡ 5.3 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ
ውህደትን ጥምረትን ንመሰጋገሪ መድረኽ | 1ይ ጉባኤ ብርጌድ ንሓመዱ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ
ERISAT: ኣብ ከተማ ሽረ ኣብ መዘናግዒ ማእከል ድሕሪ ዝተወርወረ ቦምባ ኢድ፡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ውዒሎም
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ከባቢ ዛላንበሳ ሰባት ኣገዲዱ ይወስድ ከምዘሎ ተገሊጹ
ከንቲባ ሪጅስዊክ ሆላንድ ዝኾነት በዓልቲ ስልጣን ነቲ ኣብ ዝመጽእ 25 ግንቦት ስርዓት ህግደፍ ከካይዶ ዝመደበ ናይ መዓልቲ ናጽነት ጽምብል ከም ዝኸልከለቶ ተሓቢሩ።
ኣብ ሓይልታት ትግራይን ሓይልታት ኣምሓራን ዳግም ጎንጺ ከይለዓል ዘስግእ ኩነታት ይኽሰት ከም ዘሎ ተገሊጹ።
ኣብ ራያን ከባቢኡን ምልውዋጥ ቶኽሲ ከም ዘሎ ሓበሬታ ይዝርጋሕ ኣሎ።
ERISAT:ንኢትዮጵያን ሶማልን ንምርድዳእ ልዑል ሚስጥራዊ ምይይጥ ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ ።
ERISAT:ነቲ ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝፈነወቶ መጥቃዕቲ ተኸቲሉ ኣብ ዕጹው ኣኼባ ዝቐነየ ናይ ኲናት ካቢነ እስራኤል፣ ብዛዕባ ተኽእሎታት ናብ ኢራን ዝቐንዐ ተሪር ግብረ-መልሲ ነዊሕ...
ንመጥቃዕቲ ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ስዒቡ፡ኣብ ከተማ ቴህራን፥ኣብ ፈቐዶ መዐደሊ ነዳዲ፡ነዊሕ መስርዕ ተራእዩ።
ትማሊ ዓርቢ ዝተቐትሉ ኣባላት ፋኖ ሬስኦም ንቤተሰብ ከይወሃብ ከም ዝተኸልከሉ ተገሊጹ።
ተቓወምቲ ውድባት ትግራይ፡ ኣብ መስርሕ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ኮሚሽን ምምኽኻር ከምዘይሳተፉ ኣፍሊጦም