Tribute to Professor Okbazghi Yohannes
Initial Plan for Democratic Transition and Transformative Change in Eritrea
ኣብ ኢትዮጵያ፡ 5.3 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ
ውህደትን ጥምረትን ንመሰጋገሪ መድረኽ | 1ይ ጉባኤ ብርጌድ ንሓመዱ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ
ኦ.ጀይ. ሲምሶን ሓሙስ 11 ሚያዝያ 2024 ዓ/ም፡ ኣብ መበል 76 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ከም ዝተፈለየ ንኣባላት ስድራ-ቤቱ ብምጥቃስ ጸብጻብ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንወጻእተኛታት ዘተባብዕ ሓድሽ ናይ ወፍሪ ሕጊ ከም ዘጽደቐ ተሓቢሩ።
ኣባል ላዕለዋይ መሪሕነት ክፍሊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ግንባር ናጽነት ኦሮሞ (ኦነግ) ዝዀነ ኣቶ በቴ ኡርጌሳ ሰሉስ 9/4/2024 ተቐቲሉ ሬሳኡ ድማ ረቡዕ ንግሆ ምድሪ ተደርብዩ ከም...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፡ እስራኤል ክትቅጻዕ ምዃና ፈኪሩ
ናይ ምክልኻል ሰራዊት እስራኤል ኣፈኛ ሪር ኣድሚራል ዳንኤል ሃጋሪ፣ ናይ ውግእ ነፈርቲ እስራኤል ንዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ ስርሒታት ድልዋት ኰይነን ከም ዘለዋ ገሊጹ።
መንግስቲ ሶማል፡ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሰጒጉ፡ክልተ ኣብያተ ጽሕፈት ቆንስል ዓጽዩ።
ሚያዝያ 6 ህልቂት ሩዋንዳ
ኣብ ኤርትራ ዑደት ክገብር ዝቐነየ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ፈደረሽን ሩሲያ ናብ ዓዱ ተመሊሱ።
ERISAT: ኣብ ከተማ ሽረ ኣብ መዘናግዒ ማእከል ድሕሪ ዝተወርወረ ቦምባ ኢድ፡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ውዒሎም