Tribute to Professor Okbazghi Yohannes
Initial Plan for Democratic Transition and Transformative Change in Eritrea
ኣብ ኢትዮጵያ፡ 5.3 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ
ውህደትን ጥምረትን ንመሰጋገሪ መድረኽ | 1ይ ጉባኤ ብርጌድ ንሓመዱ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ
ደሃይ ስፓርት
ከንቲባ ሪጅስዊክ ሆላንድ ዝኾነት በዓልቲ ስልጣን ነቲ ኣብ ዝመጽእ 25 ግንቦት ስርዓት ህግደፍ ከካይዶ ዝመደበ ናይ መዓልቲ ናጽነት ጽምብል ከም ዝኸልከለቶ ተሓቢሩ።
ናይ ምክልኻል ሰራዊት እስራኤል ኣፈኛ ሪር ኣድሚራል ዳንኤል ሃጋሪ፣ ናይ ውግእ ነፈርቲ እስራኤል ንዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ ስርሒታት ድልዋት ኰይነን ከም ዘለዋ ገሊጹ።
ሚያዝያ 6 ህልቂት ሩዋንዳ
ኣብ ኤርትራ ዑደት ክገብር ዝቐነየ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ፈደረሽን ሩሲያ ናብ ዓዱ ተመሊሱ።
መንእሰይ ኤርትራዊ ሶፎንያስ ኣስራት ቀቲሎም መኪንኡ ዝሰረቑ ገበነኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።
ዜና ዕረፍቲ ገዲም | ሙዚቀኛ ኢብራሂም ማሕሙድ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።
ኣብ መንጎ ዉድባት ብልጽግናን ህወሓትን ፓለቲካዊ ዝርርብ ተጀሚሩ።
ERISAT: ኣብ ከተማ ሽረ ኣብ መዘናግዒ ማእከል ድሕሪ ዝተወርወረ ቦምባ ኢድ፡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ውዒሎም