ንኩሎም ኤርትራዊያን ነበርቲ ሳንታ ሮዛን ከባብኡን፤ ንቀዳም 30 ሕዳር 2019 ህዝባዊ ጻዊዒት ተገይሩ ኣሎ። ብመሰረት እቲ ጻዊዒት፤ ብጥርኑፍ ፍታሕ ክመጸሉ ዝኽእለሉ ክነታት ንምዝታይ ምዃኑ ክፍለጥ ተኻእሉ ኣሎ።