ERISAT: ልዝብ ኮሮና ቫይረስን ህሉው ኩነታት ኤርትራን ምስ ዶር በረኸት (ካብ ኢትዮጵያ) 1ይ ክፋል


እዚ ዝስዕብ መደብ ጹማቅ ናይቲ ብዕለት 03 ሚያዝያ 2020
ንህዝብና እኩል ሓቤረታ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ንምስናቅ ናብ ዉሽጢ
ኤርትራ ዝተፈነወ ቃለመሕትት ምስ ዶ/ር በረከት ብርሃነ እዩ።
ዶ/ር በረከት ኣብ ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ዝተፈላለየ
ጽፍሕታት ሚ/ት ጥዕና ዝሰርሐን ሎሚክኣ ኣብ ቅዱስ ፓዉሎስ
ሆስፒታል ከም ዳይረክተር ፓቶሎጂ ዲፓርትመንት ይሰርሕ ኣሎ።

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል????????
Option 1 https://3.141.12.135
Option 2 http://paypal.me/erisat