1. ኤሪሳት ንዕዉታት ቁጽርታት ተቃልሕ።
ብምኽንያት ሕማም ለበዳ ናይ ዕውታት ቁጽሪታት ብግንቦት 1-2020 ኣብ ዙም ( ንተግባርነት ኣካላዊ ምፍንታት ንምኽባር) ብተዓዛብነት ኣባላት ቦርድ ኤሪሳት: ኣባላት ኤሪሳትን ኣምባሳደራትን ተኻይዱ።
ቀዳመይቲ ዕውትቲ # 1357
 ካልኣይቲ ዕውትቲ # 4480
  ሳልሰይቲ ዕውትቲ # 3991
ኮይነን ምዕዋተን እንዳ ሓበርና: ንታዓወቲ ድማ ክሳብ ወርሒ ሰነ 01-2020 ፍርቂ ናይታ ትኬት ሒዝኩም ንኣምባሳደርና ኣብ ከባቢኹም ክትሕብሩዎ ንላቦ።
ንኹልኹም ናይዚ ንኤሪሳት ንምድጋፍ ዝተገብረ ሓገዝኩም እንዳ ኣመስገና: ደገፍኩም ክትቅጽሉ ንጽውዕ።
ኣምባሳደርት ኤሪሳት