ምትዕርራይ መስመር ፈነወ ሳተላይት ቴለቪዥን ኤሪሳት
Satellite: Eutelsat7WA
Transponder: C6
Frequency: 11.315 V
SR: 27.500
FEC: 7/8
Modulation: DVB-S
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ቴለቪዥን ኤሪሳት፡ ፈነወና ካብ ዕለት 1 ሰነ ኣትሒዙ በቲ ናይ ቀደም መስመርን በዚ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ሓድሽ መስመርን ክፍኖ ጸኒሑ። ካብ ሎሚ ንደሓር ምሉእ ብምሉእ በዚ ሓድሽ መስመር ክትከታተሉና ንዕድመኩም። እቲ ኣቐዲሙ ትከታተሉሉ ዝነበርኩም መስመር ውን ቁሩብ ምትዕርራይ ብምግባር ክሳዕ መፋርቕ እዚ ወርሒ ኣብ ስራሕ ክጸንሕ እዩ።
ዝነጸረን ዝያዳ ስፍሓት ዝሽፍንን ፈነወ ንምርካብ ብኽልተ ሰለስተ መስመራት ክንፍኑ ኣብ ዝቐነናሉ ሰሙን ብዓቕሊ ክትከታተሉና ስለዝጸናሕኩም ብዙሕ ነመስግነኩም።
ሳላ ምኽርኹምን ወፈያኹምን፡ ከምኡ ድማ ሳላ ዘይሕለል ተወፋይነት ናይቶም ካብ ህዝቢ ዝተዋጽኡ ተቓለስቲ ኣባላትና፡ ዓቕምና እናዓበየ ይኸይድ ኣሎ። ስለዚ ድማ ዝሰፍሐ ዞባታት ዓለም እናሸፈንና፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘለዉ ተኸታተልትና ዝጸረየ ፈነወ ንኽረኽቡ እንገብሮ ጻዕሪ ቀጻሊ እዩ።
ኤሪሳት—መሰነይታ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ
تلفزيون ERISAT_ تردد البث الجديد
Satellite: Eutelsat7WA
Transponder: C6
Frequency: 11.315 V
SR: 27.500
FEC: 7/8
Modulation: DVB-S
نعمل دائمًا في تلفزيون إري سات بجد للوصول إلى المزيد من الجماهير داخل إريتريا وبين مجتمعاتنا في المنفى. كجزء من جهودنا المستمرة لتغطية مناطق أوسع ولضمان إشارة أقوى ، اعتبارًا من 1 يونيو 2020 ، قمنا بنقل تردد البث الأساسي الخاص بنا إلى الإشارة المذكورة أعلاه
ERISAT Television — New main broadcast frequency
Satellite: Eutelsat7WA
Transponder: C6
Frequency: 11.315 V
SR: 27.500
FEC: 7/8
Modulation: DVB-S
At ERISAT Television we are always working hard to reach more audiences inside Eritrea and among our communities in exile. As part of our ongoing efforts to cover wider regions and to ensure a stronger signal, we have moved our primary broadcast frequency (as of 1 June 2020) to the signal listed above.
ERISAT— Brought to you by the people of Eritrea.