ERISAT: ስነ ስርዓት ቀብሪ ናይቲ ብሓደጋ መኪና ዝተቀትለ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ ሊብያ። ሕጂ’ውን ርድኡና ይብሉ ኣለዉ ኣብ ጎደናታት ሊብያ ን 44 መዓልቲ ብዘይ መጽለሊ ተደርብዮም ዘለዉ የሕዋትና፡ ኣሓትና፡ ደቅና፡ መትዓብይትና፡ ኣቦታትና፡ ኣዴታትና።