21 መጋቢት መዓልቲ ግጥምን ገጠምንትን እዩ። ኣብ ሃገርና ድማ ትማን ሎምን ብርክት ዝበሉ ገጠምቲ ተራእዮም እዮም።ገና እውን ክረኣዩ እዮም። ንሎሚ ብምኽንያት መዓልቲ ገጠምትን ግጥምን፡ነቲ ኣብ ማዕከናት ዜና ምቕራብ ዘይፈቱ ኣቶ በየነ ሃይለማርያም ክንዝክሮ ንፈቱ። ነዛ ንተመስገን ያሬድ ዝሃቦ ግጥሚ ድማ ቆንጪብና ከነቕርበልኩም ንፈቱ። https://youtu.be/O5OUteUx9TU?si=dcF4BOipRYjhfraN