Home Latest ተቀዳዳሚት ብሽክሊታ ሞሳና ደበሳይ፡ ቀዳመይቲ ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ... LatestNews ተቀዳዳሚት ብሽክሊታ ሞሳና ደበሳይ፡ ቀዳመይቲ ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ተሳታፊት ኮይና July 14, 2021 50 Facebook Twitter WhatsApp ኤርትራዊት ተቀዳዳሚት ብሽክሊታ ሞሳና ደበሳይ፡ ቀዳመይቲ ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ተሳታፊት ኮይና። ኤሪሳት ንሞሳናን ኣፍቀርቲ ቅድድም ብሽክለታ ሃገርናን እንካዕ ሓጎሰኩም ትብል። ንሞሳና ድማ ኣብቲ ኣብ ቶክዮ ጃፓን ዝካየድ ውድድር ኦሎምፒክ ዓወት ንምነየላ። RELATED ARTICLESMORE FROM AUTHOR ህግደፍ ንህልዉ ወተሃደራዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለጺ ኣዉጺኡ ተጋዳላይ ጀላል ያሲን ብሕማም ተሰዊኡ ሩስያ ንሽወደንን ፊንላንድን ተጠንቅቕ Donate for Erisat