Home Latest ተቀዳዳሚት ብሽክሊታ ሞሳና ደበሳይ፡ ቀዳመይቲ ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ... LatestNews ተቀዳዳሚት ብሽክሊታ ሞሳና ደበሳይ፡ ቀዳመይቲ ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ተሳታፊት ኮይና July 14, 2021 FacebookTwitterWhatsApp ኤርትራዊት ተቀዳዳሚት ብሽክሊታ ሞሳና ደበሳይ፡ ቀዳመይቲ ጸላም ኣፍሪቃዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ተሳታፊት ኮይና። ኤሪሳት ንሞሳናን ኣፍቀርቲ ቅድድም ብሽክለታ ሃገርናን እንካዕ ሓጎሰኩም ትብል። ንሞሳና ድማ ኣብቲ ኣብ ቶክዮ ጃፓን ዝካየድ ውድድር ኦሎምፒክ ዓወት ንምነየላ። RELATED ARTICLESMORE FROM AUTHOR ERDF May-day Statement Two East African Opponent Dictators Entering into a Deadly War Why Are Eritrean young People Overrepresented in Suicide Deaths in UK Care?