Home ERISAT- Programs ERISAT:ዋንነት መንገዲ ኣየር ሲንጋፖር ዝዀነት ነፋሪት፡ ሓደጋ ኣጋጢምዋ ERISAT- ProgramsFeatured ArticlesLatestNewsNews Articlesትግርኛ ERISAT:ዋንነት መንገዲ ኣየር ሲንጋፖር ዝዀነት ነፋሪት፡ ሓደጋ ኣጋጢምዋ May 21, 2024 FacebookTwitterWhatsApp ዋንነት መንገዲ ኣየር ሲንጋፖር ዝዀነት ነፋሪት፡ ሓደጋ ኣጋጢሙዋ ዋንነት መንገዲ ኣየር ሲንጋፖር ዝዀነት፡ ካብ ሎንዶን ናብ ሲንጋፖር ትበረሉ ኣብ ዝነበረት እዋን ብዘጋጠማ ሓደጋ፡ ዛጊድ ህይወት ሓደ ሰብ ጠፊኡ ከም ዘሎ ጸብጻብ መደበር ተለቪዥን ኣልጀዚራ ሓቢሩ። በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ፡ ብዙሓት ካልኦት ተሳፈርቲ’ውን መጉዳእቲ በጺሕዎም ከም ዘሎ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ የረድእ። RELATED ARTICLESMORE FROM AUTHOR Why Does Eritrean Dictator Fear Organisation So Much? ERDF May-day Statement Two East African Opponent Dictators Entering into a Deadly War