እዋናዊ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ’ቲ ብመራሒ ጉጅለ ህግደፍ ዝተፈንጠረ ዞባዊ ሃወኽ መሪሕ መጋበርያ ብምዃን፡ ንርግኣት ኢትዮጵያን ሃገራት እዚ ዞባን ኣብ ሓደጋ ከዉድቕ ጀሚሩ ምህላዉ ዝተፈላለዩ ተንተንቲ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ይገልጹ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ባህሪን ኣካይዳን ናይ’ቲ ዞባዊ ሃወኽ ምርባሕ...
Read More
Habte Samson
Author Posts
ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ሰሜን ኣመሪካን ኦሻንያን፡ ፖለቲካዊ መናብር ናይ ዝሕዙን፡ ነቶም መናብር ኪዕወትሎም ናይ ዝወዳደሩን ኤርትራዉያን ቊጽሪ ይዛይድ ምህላዉ ወኪላት ኤሪሳት ሓቢሮም። ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንክፍለ-ሃገር ኮሎራዶ ወኪሉ ኣባላነት ኮንግረስ ኣውሒሱ ዝርከብ ጆ ንጉሰ፣ ናይ ፈለማ ኣፍሪቃዊ
Read Moreብንግዳዊ መሓዉር ህግደፍ ፡ ማለት ንግዳዊ ኮርፖሪሽን ቀይሕ-ባሕሪ (09) እንዳተሓለወ ብስማዊ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን (ሃማመተኤ) ዝካየድ ራይሞክ ሎተሪ፡ ገንዘባዊ ትሕዞ ህዝቢ ምድኻም ማእከል ዕላማኡ ገይሩ ይነጥፍ ምህላዉ ምንጭታት ካብ ሃማመተኤ ኣቃሊዖም። ካብ’ቶም ምንጭታት ዝተረኽበ ሓበሬታ ከም...
Read More