“ዓሰብ ዋንነት ኤርትራ’ዩ፥ ኢትዮጵያ ምስ ዓሰብ ዘተሓሕዝ ነገር የብላን” ዶ/ር ጸጋዬ ኣራርሳ
ኢትዮጵያዊ ዶ/ር ጸጋየ ኣራርሳ ምሁር ዓውደ ሕገ-መንግስትን ጠበቓን ኰይኑ ኣብ ዝሓለፈ ልዕሊ ሓደ ዕቁድ ድማ ፍሉጥ ተንታኒ ፖለቲካ ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና እናቀረበ ሓሳቡ ዘካፍል ምሁር’ዩ።
ንሱ ብዛዕባ ዓሰብ ዝሃቦ ኣገዳሲ ርእይቶ ኣሎ። ነዚ ዝስዕብ ይመስል።
ሓንቲ ነጥቢ ግን ንዓሰብ ፈለማ ዝገዝአ ዜግነት ስዊዝ ዝነበሮ ሙዚንገር ዘይኰነ ሓደ ጣልያዊ ካህን እዩ። ንሱ መን እዩ ዝበሃል፧
ኣብ ርእይቶ መውሃቢ ጽሓፉልና ኢኹም።
እቲ ምንታይ ካብ 1991፡ ኣትሒዙ ኣብ ድምጺ ሓፋሽ፥ ኣብ ጋዜጣን ኣብ መደብ ሕቶን መልስን ደጋጊማ ካብ ትሕተት ኣርእስቲ ብምኳና ብዙሕ ሰብ ዝፈልጦ ጉዳይ እዩ ካብ ዝብል’ዩ






